ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሑመራን ካልኦት ከተማታትን ሰልፊ ይካየድ፡ ክልል ትግራይ ተቓውሞኡ የስምዕ


ኣብ ሑመራን ካልኦት ከተማታትን ሰልፊ ይካየድ፡ ክልል ትግራይ ተቓውሞኡ የስምዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ኣብ ሑመራን ካልኦት ከተማታትን ክልል ኣምሓራ ሰልፊ ይካየድ፡ ክልል ትግራይ ተቓውሞኡ የስምዕ

ኣብ ከተማ ሑመራን ከባቢኣን ሕቶ መንነትና ብሕጋዊ ኣገባብ ይመለስልና፡ መንግስቲ በጀት ይመድበልና ዝብሉ ሕቶታት ዝሓዘ ሰልፊ ተኻይዱ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም፡ እቲ ሰልፊ ካብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብሰፈራ ዝመፁን ነበርቲ እቲ ከባቢ ድማ ተገዲዶም ዝተሳተፍሉ'ዩ ነይሩ ብምባል ንስምምዕ ሰላም ዘዕንቅፍ ተግባር እዩ ኢሎም።

ወኪላት ድምጺ ኣመሪካ ኣብዚ ጉዳይ ንዝምልከቶም ወገናት ኣዘራሪቦም ዘዳለውዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG