ኣብ ሑመራን ካልኦት ከተማታትን ሰልፊ ይካየድ፡ ክልል ትግራይ ተቓውሞኡ የስምዕ
ኣብ ከተማ ሑመራን ከባቢኣን ሕቶ መንነትና ብሕጋዊ ኣገባብ ይመለስልና፡ መንግስቲ በጀት ይመድበልና ዝብሉ ሕቶታት ዝሓዘ ሰልፊ ተኻይዱ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም፡ እቲ ሰልፊ ካብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብሰፈራ ዝመፁን ነበርቲ እቲ ከባቢ ድማ ተገዲዶም ዝተሳተፍሉ'ዩ ነይሩ ብምባል ንስምምዕ ሰላም ዘዕንቅፍ ተግባር እዩ ኢሎም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ