ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ ኣብ ክልል ኦሮምያ ወረዳ ቡኒ በደሌ ዝተላዕለ ግጭትን ግብረ መልሲ መንግስትን


ሎሚ ቅነ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ወረዳ ቡኒ በደሌ ጮራ ጎንጺ ኣብ ዝተላዕለሉ ከባቢ ዝተመዛበሉ ሰባት ንብረቶም ነዲዱ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ከምዝርከቡ ተገሊጹ።

ኣብዚ እዋን ኣብ መብዛሕትኡ ቦታ ምርግጋእ እንተተራእየ’ኳ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ግን ጎንጺ’ሎ ኢሎም አለው።

አመራርሓ ተቃውሞ ፓርቲታት ኦፌኮን ዓረናን እዚ ጸገም ውጽኢት ኢህወዲግ’ዩ ድሕሪ ምባል እዚ ናይ ህዝቢ ርክብ ከይህሰ ዝለዓለ ጥንቃቀ ክግበር አለው ኢሎም አለው።

ኣብ ክልል ኦሮምያ ይካየድ ካብ መንጎ ዘለው ምንቅስቃሳት ተቃውሞ ጎንጺ ሕድሕድ ተላዒሉ ኣብ ዝተባህለ ሓሙሽተ ወረዳት ዞባ ቡኖ በደሌ ዘሎ ኩነታት ንምዕጽራይ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ጻዕሪ ንሓያለ ሰባት አዘራሪቡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG