ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መረጽቲ ኣመሪካ ዘቕድሙዎ ዛዕባታት


መረጽቲ ኣመሪካ ዘቕድሙዎ ዛዕባታት
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 18:45 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

መረጽቲ ኣመሪካ ዘቕድሙዎ ዛዕባታት

ኣመሪካውያን ንፕረዚደንታዊን ካልእ ዞባዊን ምርጫታት ድምጾም ኣብ ዝህቡሉ ዘቕድምዎ ዛዕባታት ኣሎ። ገሊኣቶም ኣተኵሮኦም ኣብ ቍጠባ ክኸውን እንከሎ፡ ንኻልኦት ድማ ቀዳምነታቶም ኣብ ጸጥታን ውሕስነት መነባብሮን ይኸውን። ካብቶም ቀንዲ ንመፍለዪ ድምጺ ዘገልግሉ ምኽንያታትን ኣብ መንጎ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት ዘሎ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይን ከብርሁልና እምበኣር ንዶክተር ኣብራር ፍትዊን ዶክተር ሳባ ተስፋዮሃንስን ኣዘራሪብናዮም ኣሎና።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG