መረጽቲ ኣመሪካ ዘቕድሙዎ ዛዕባታት
ኣመሪካውያን ንፕረዚደንታዊን ካልእ ዞባዊን ምርጫታት ድምጾም ኣብ ዝህቡሉ ዘቕድሙሉ በበይኑ ዛዕባታት ኣሎ። ገሊኣቶም ኣተኵሮኦም ኣብ ቍጠባ ክኸውን እንከሎ፡ ንኻልኦት ድማ ቀዳምነታቶም ኣብ ጸጥታን ውሕስነት መነባብሮን ይኸውን። ካብቶም ቀንዲ ንመፍለዪ ድምጺ ዘገልግሉ ምኽንያታትን ኣብ መንጎ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት ዘሎ ናይ ኣረኣእታ ፍልልይን ከብርሁልና እምበኣር ንዶክተር ኣብራር ፍትዊን ዶክተር ሳባ ተስፋዮሃንስን ዓዲምናዮ ኣሎና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ