ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈላማይ መግለጺ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ


ፋይል
ፋይል

"ምምሕዳሮም፣ ኣብቲ ክልል ሰላምም ፀጥታን ንምስፋንን፣ ግዝኣታዊ ሓድነት ክልል ትግራይ ንምርግጋፅን ቀዳምነት ሂቡ ከምዝሰርሕ" ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

ንሶም ወሲኾም ምምሕዳሮም ምስ ፌደራል መንግስቲ ተቐራሪቡ ከምዝሰርሕ’ውን ተዛሪቦም።

ኣይተ ጌታቸው ምዕራብ ትግራይ፥ ደቡብ ትግራይ፥ ኣካል ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ዝኾነ ጸለምቲ ናብ ዝነብሮ ክምለስ ከምዘለዎን ሕቶ ኣለና ዝብሉ ድማ ብሕገመንግስታዊ መንገዲ ጥራሕ እዩ ዝፍታሕ ብምባል፥ ሓይልታት ፀጥታ ክልል ኣምሓራ ነዚ ክግንዘብዎን ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ካብ ምትዕንቓፍ ክቑጠቡን ሓደራ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG