ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ፡ ሕጊ-ኢምግረሽን ኣሜሪካ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ከመይ ይጸልዎም?


ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብ ሸውዓተ ሃገራት ስደተኛ ኸይኣቱ ዝኽልክል ትእዛዝ ዝብ ዝፈረምሉ
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብ ሸውዓተ ሃገራት ስደተኛ ኸይኣቱ ዝኽልክል ትእዛዝ ዝብ ዝፈረምሉ

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘውጽኦ ካብ ሸውዓተ ሃገራት ስደተኛ ኸይኣቱ ዝኽልክል ትእዛዝ ብፈደራላዊ ቤት-ፍርዲ ደው ከምዝበለ ይዝከር። ብኻልእ ወገን፡ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ኣሜሪካ ዝተመሓላለፈ፡ ንገበነኛታት ኣሲርካ ጠርዝ ዝብል መምርሒ፡ ኣብ ብዙሓት ሕጋዊ መንበሪ ዘይብሎም ስደተኛታት ፍርሕን ስንባደን ፈጢሩ ይርከብ ኣሎ።

ንምዃኑ መን`ዩ ጥረዛ ዝምልከቶ? ዑቕባ ዝሓተተ ወይ ኣብ ምምልካት ዝርከብ`ከ ይምልከቶ`ዶ? ገይሹ ክምለስ ዝኽእልን ዘይክእልን`ከ መን`ዩ?

ነዚ ሕቶታት ክንምልስ ንምፍታን ንጠበቓ ኣቶ ክፍሎም ተኪኤ መለስ ዓዲምና`ለና። ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ሓፈሻዊ ሕጊ ብጥብቅና ዝሰርሕ`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:29 0:00

XS
SM
MD
LG