ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብርኽት ዝበለ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ዝነበረን ዝምድና ድሕሪ ምብታኸን ኣብቲ ኸባቢ ዝተራእየ ምዕባለታት ብዝምልከትን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሃብዎ መግለጺ ብዝምልከት ምስ ክልተ አጋይሽ ዝተኻየደ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG