ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ቅኒት መዝሙር ሰላም ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን” ፈላማይ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ(2ይ ክፋል)


ሰለብሪቲ ኢቨንትስ ኣብ’ዚ ቀረባ ኣብ ኣዲስ አበባ ዘሳለጦ ፈላማይ ኣኼባ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያን ‘ቅኒት መዝሚር ሰላም ንክልቲኡ ህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ሰለስተ ምዕራፋት ዘለዎ፣ እቲ ቀዳማይ ኮንሰርት ሙዚቃን መድረኽ ምምይያጥን፣ ካልኣይ ትካል ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ቆይሙ እማመ ሰላም ክሳዕ ምድላው፣ እቲ ሳልሳይ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም መንግስታት ዘሎ ጸገም ተረዲእካ ፍታሕ ምስተረኸበ እቲ ዝምድናታት ናብ ንቡር ንክምለስ ምሰራሕ’ ዝብል ምዃኑ ይግለጽ።

ኣቶ ኣብራሃም ገ/ሊባኖስ፣ ኣቶ ይስሃቅ ዮሴፍን ኣቶ ሃፍቶም ገ/ሊባኖስን ብዛዕባ’ቲ ኣኼባ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG