ዋሽንግተን —
ልዕሊ 500 ዝኾኑ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከብዎም ስደተኛታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ካብ ሓደ ኣብ ማእከል ከተማ ሮማ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ብፖሊስ ጣልያን ክስጎጉ ይፍለጥ።
ነቲ ዘጋጠመ ኩነታት ብዝምልከት ንገለ ኣብቲ ቦታ ዘለው ሰባት አዘራሪብና አለና፡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።