ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማህበረሰብ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝካየድ ምጋህስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ኣብ ቤት-ምኽሪ ኣሜሪካ መብርሒ ሂቦም


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኦሮምያ ይረአ ምስ ዘሎ ኩነታት ብዝተሓሓዝ መንግስቲ ኣሜሪካ ጭቡጥ ስጉምቲ ንኽወስድ ዝሓቱ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኣባላት ማህበረሰብ ኦሮሞ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ቀሪቦም ብዛዕባ’ቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት መብርሂ ሂቦም።

XS
SM
MD
LG