No media source currently available
ካብ ክልል ኦሮሚያ ዝተበገሱ ኣባገዳታት፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ተወከልቲ ደቀንስትዮን መንእሰያትን ኣብ መቐለ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ጕጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን፡ በቲ ኲናት ንዝተፈጸመ ዕንወት ንምዕዛብን ዝምድና ክልቲኡ ክልላት ንምሕያልን ምዃኑ ወከልቱ ኣብቲ ኣጋጣሚ ሓቢሮም።