ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኦሮሚያ: ምዕራብ ሃረርጌን ኣሩሲን ዓበይቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ተኻይዱ ይብሉ ነበርቲ


እዚ ኣብ ክልቲኡ ከባቢታት ኣብ ዳሮ፣ለቡን ዶሎ ማናን ኣብ ዝተባህለ ቦታታት ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ዕጡቓት መንግስቲ ይፍጽምዎ ኣለው ንዝበልዎ ምቕጥቃጥ፣ማእሰርትን ቕትለትን ደው ክብል ሓቲቶም።

ኣብ ምዕራብ ሃረርጌ ዝተኻየደ ሰልፊ ብሰላም ዝተዛዘመ ክከውን ኸሎ ኣብ ኣርሲ ግን ፖሊስ ንተሳተፍቲ’ቲ ሰልፊ ምቕጥቃጡን ምእሳሩን ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG