ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ


ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:56 0:00

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ዋና ኣመሓዳሪ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክኾኑ ምሻሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ተቓወምቲ ውድባት ርእይትኦም ሂቦም ኣለው። ከይዲ ምስረታ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣሳታፋይ ኣይኮነን ብምባል ዝነቕፉ ኣለዉ ብኻልእ ገፅ ድማ ተስፋ ወሃቢ እዩ ዝብሉ ወገናት ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG