ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ


ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ  ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ

No media source currently available

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ዋና ኣመሓዳሪ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክኾኑ ምሻሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ተቓወምቲ ውድባት ርእይትኦም ሂቦም ኣለው። ከይዲ ምስረታ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣሳታፋይ ኣይኮነን ብምባል ዝነቕፉ ኣለዉ ብኻልእ ገፅ ድማ ተስፋ ወሃቢ እዩ ዝብሉ ወገናት ኣለዉ።

​
XS
SM
MD
LG