ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከላይ ኮሚቴ ኦህዴው ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ብምውሳድ ኣኼብኡ ዛዚሙ


OPDO
OPDO

ኣብ ኣኼባ ተጸሚዱ ዝቀነየ ማእከላይ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ውድብ ህዝቢ ኦሮሞ (ኦህዴው) ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ሎሚ ኣኼብኡ ዛዚሙ።

ብመሰረት’ዚ እቲ ውድብ፣ ንምሕያል ዴሞክራሲ፣ ሓድነትን ዘተኣማምን መሪሕነትን ከምዝሰርሕ ገሊጹ’ሎ።

ብዘይካ’ዚ፣ ንኣብ ኢህወዴግ ይውክልዎ ዝነበሩ 14 ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ተኪእዎም፣ ኣርባዕተ ኣባላት’ቲ ኮሚቴ ክሳብ ቀጻላይ ኣኼባኡ ተኣጊዶም ንክጸንሑን ሓደ ኣባል ድማ መጠንቀቂ ከምዝተዋሃቦ መንግስታዊ ትካል ዜና ፋና ብሮድካስቲንግ ዝፈነዎ ሓበሬታ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG