ፕረዝደንት ኦባማ መበል ራብዓይን ናይ መወዳእታን ዋዕላ ኑክልየር’ዚ ዓመት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ይካየድ'ሎ። እዚ ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዋዕላ ካብ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ዝሳተፍሉ ኮይኖም ኣብ ጉዳይ ምሕላው ንምስራሕ ኑክልየር ዘገልግል ንጥረ-ነገር ዘተኮረ’ዩ።
ዋዕላ ኑክልየር ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ

1
ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ - 2016

2
ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ - 2016

3
ገለ ካብቶም ኣብ ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣልጀርያ ዓብደልማሊክ ሳልል

4
ገለ ካብቶም ኣብ ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት - ቀዳማይ ሚኒስትር ደኒማርክ ላረስ ራስሙሳን