ፕረዝደንት ኦባማ መበል ራብዓይን ናይ መወዳእታን ዋዕላ ኑክልየር’ዚ ዓመት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ይካየድ'ሎ። እዚ ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዋዕላ ካብ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ዝሳተፍሉ ኮይኖም ኣብ ጉዳይ ምሕላው ንምስራሕ ኑክልየር ዘገልግል ንጥረ-ነገር ዘተኮረ’ዩ።
ዋዕላ ኑክልየር ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ

5
ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ - 2016

6
ገለ ካብቶም ኣብ ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት - ፕረዝደንት ጆርጅያ ጆርጂ ማርግላቫኣሽ

7
ገለ ካብቶም ኣብ ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት - ፕረዝደንት ናይጀርያ መሓመዱ ቡኻሪ

8
ዋዕላ ኒክልየር ዋሽንግተን ዲሲ - 2016