ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓመተ 2016 ዓውድታት ፊዚክስ፡ኬሚስትሪ፡ሳይኮሎጂ፡ሜዲሲን፡ስነ-ጽሑፍን ኢኮኖሚክስን ኣብ ስዊዲን ከተማ ስቶክሆልም ዝተዳለወሎም ሽልማት ታሕሳስ 10,2016 ወሲዶም። ብተወሳኺ እቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ኖርወይ ከተማ ኦስሎ ትማሊ ሰንበት ናይ ድራር ግብዣ ተኻይዱ።
ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓመተ 2016

1
ፕሮፌሰር ዮሺኖሪ ኦሱማ: ኣብ ቶክዮ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ: ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ብዓውዲ ሕክምና

2
ፕሮፌሰር ኣብ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ኦሊቨር ሃርት ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ቁጠባ

3
ፊላንዳዊ ፕሮፌሰር ነብግ ሆልምስቶር ሽልማት ኖበል ዓውዲ ቁጠባ ንዝኽሪ እዞም ፕሮፌሰር'ዩ

4
ስነጥበባዊ ቦብ ቦብ ዳይላን ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ብዓውዲ ስነ-ጽሑፍ