ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓመተ 2016 ዓውድታት ፊዚክስ፡ኬሚስትሪ፡ሳይኮሎጂ፡ሜዲሲን፡ስነ-ጽሑፍን ኢኮኖሚክስን ኣብ ስዊዲን ከተማ ስቶክሆልም ዝተዳለወሎም ሽልማት ታሕሳስ 10,2016 ወሲዶም። ብተወሳኺ እቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ኖርወይ ከተማ ኦስሎ ትማሊ ሰንበት ናይ ድራር ግብዣ ተኻይዱ።
ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓመተ 2016

5
ሎሬት ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ስነ ቐመም (ኬሚስትሪ) ዓመተ 2016 - በርናንድ ፈርኒንጋ፡ፍሬዘር ስቶዳርት፡ ዥን ፔር (ካብ ጸጋም ናብ የማን)

6
ኤፍ. ዳንከን ሃልደን ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ዓመተ 2016 ብዓውዲ ፊዚክስ

7
ኣብ ቶክዮ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ ፕሮፌሰር ዮሺኖሪ ኦሱማኒ ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ሕክምና

8
ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ሰላም ሎሬት ፕረዝደንት ኮሎምብያ ዥዋን ማንዌል ሳንቶስ