ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኲናት ቓዛ ተቐርቂሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት


ኣብ ኲናት ቓዛ ተቐርቂሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:30 0:00

ኣብ ኲናት ቓዛ ተቐርቂሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

ዕጡቓት ሓማስ 7 ጥቅምቲ 2024 ዝፈፀምዎ መጥቓዕቲ ስዒቡ ዝተልዓለ ኲናት ዘስዓቦ ራዕዲ ነቶም ኣብ ደቡባዊ እስራኤል ዝነብሩ ስደተኛታት ኤርትራ ገና ኣየብቅዐን።እቶም ክልተ ግዜ ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ናይ እስራኤል መለልዪ መንነት ስለ ዘይብሎምን ረብሓታት ስለዘይረኽቡን ካብኡ ሓሊፉ እቲ ኣብ ጥቓ ቓዛ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ምልክታት ኣብዘይርኣየሉ ህይወቶም ንምፅናሕ ይቃለሱ ኣለው።

ተክኤ ወልደሃይማኖት ኣብ 2010 ካብቲ ካብ ኤርትራ ወጺኡ። ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ ግን እታ ኣብ ኣሽከሎን እትርከብ መንበሪ ገዝኡ ኣብ ካብ ቓዛ ካብ ዝርከቡ ፍልስጤማዊያን ዕጡቓት ብዝተተኮሱ ተወንጨፍቲ ሮኬታት ዳግም ተመዛቢሉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG