ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባንክታት ናይጀርያ ን70% ኣብታ ሃገር ዝረኣ ብልሽውና ተሓተትቲ'የን


ባንክታት ናይጀርያ ን70% ኣብታ ሃገር ዝረኣ ብልሽውና ተሓተትቲ'የን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:13 0:00

ኣብ ናይጀርያ ካብ ዝፍጸሙ ገበናት ብልሽውና እቶም 70 ሚእታዊት ኣብ ባንክታት’ታ ሃገር ከምዝፍጸሙ፣ ኮምሽን ቁጠባዊን ፋይናንሳዊን ገበናት ናይጀርያ ኣቃሊዑ። እቲ ትካል ነዚ ሪፖርት’ዚ ዝሓለፈ ወርሒ እዩ ኣውጺእዎ።

XS
SM
MD
LG