ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከተማ ኒውዮርክ


ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከተማ ኒውዮርክ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብደቂ ተባዕትዮ ኣሜሪካዊ በን ትሩ ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወት ከሎ ኣሜሪካዊ ዳታን ሪትዝንሄን ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ተሾመ መኮነን ድማ ሳልሳይ ብምኳን ውድድሮም ዛዚሞም ኣለው። ብተመሳሳሊ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ብዙ ዲሪባ ቀዳመይቲ ብምኳን ክትዕወት ከላ ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲዞን ካልኣይቲ ኖርወጃዊት በጃከርሊ ግሮቭዳል ድማ ሳልሳይቲ ብምኳን ተዓዊተን።

XS
SM
MD
LG