ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ዩክሬን ናብ ኔቶ ናይ ምጽንባራ ጉዕዞ ዘይዕጸፍ'ዩ" ኔቶ


ኣባል ሃገራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ -ኔቶ - ዩክሬን ናብቲ ኪዳን ናይ ምጽንባራ ጉዕዞ ዘይዕጸፍ'ዩ ብምባል ንዩክሬን ደገፍ ንምሃብ ትማሊ ረቡዕ ቃል ኣትየን'ለዋ። እተን ኣባል ሃገራት'ቲ ደንበ ነዚ ዝገለጻ ቻይና ሩስያ ኣብ ልዕሊ ኪቭ ንትገብሮ ጻዕርታት ኵናት ትህቦ ደገፍ ክተቋርጾ ኣብ ዝጽዋዓሉ'ውን ፡ ሓደስቲ ነፈርቲ ኵናት ኣብ ሓለዋ ኽሊ ኣየር ዩክሬን ተዋፊረናሉ ኣብ ዘለዋሉ ሕጂ እዋን'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG