ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሞ ፋውንዴሽን ብቅዓት ምሕደራ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣውፂኡ


 ኮፊ ኣናን ምስ ሞ ኢብራሂም
ኮፊ ኣናን ምስ ሞ ኢብራሂም
ብሱዳናዊ መቦቆል ዘለዎ ግን እንግሊዛዊ ዝኾኑ ሞ ኢብራሂም ዝቆመ ፋውንዴሽን ሞ ኢብራሂም፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብሉፅ ምሕደራ ንዘርአዩ መራሕቲ በቢዓመቱ ሓሙሽተ ሚልዮን ዶላር ክሽልም ዝቆመ ትካል‘ዩ።

እንተኾነ ብተኸታታሊ ንክልተ ዓመታት፣ናብ‘ዚ ክብሪ ክበፅሕ ዝኽእል መራሒ ኮሊለ ኮሊለ ክረክብ ኣይካኣልኩን ዝብል መግለፂ ኣውፂኡ‘ዩ።

እዚ ከምዚ‘ሉ ከሎ፣እቲ ፋውንዴሽን ንደረጃ ምሕደራ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሕብር ዓመታዊ ዓቀን ብወግዒ ኣፍሊጡ‘ሎ።ኣብ‘ቲ ዝርዝር ኢትዮዽያን ኤርትራን‘ውን ተሓዊሰን‘የን።

ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:13 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG