ኣብ ኬንያ መጥቃዕቲ ሚሊሻታት ዋሕዚ ስደት መማህራን ይፈጥር

ኣብ ኬንያ መጥቃዕቲ ሚሊሻታት ዋሕዚ ስደት መማህራን ይፈጥር

No media source currently available

ኣብ ኬንያ መጥቃዕቲ ሚሊሻታት ዋሕዚ ስደት መማህራን ይፈጥር

ኣብ ኬንያ ናይ ትምህርቲ ቅልውላው ተፈጢሩ ኣሎ። ምኽንያቱ ድማ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምሕያሉ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ’ታ ሃገር ተመዲቦም ዝሰርሑ ደቂ’ቲ ከባቢ ዘይኮኑን ኣመንቲ እስላምና ዘይኰኑ ኣማኢት መማህራን፣ ናብ ካልኦት ከባቢታት ንክዘዋወሩ ስለዝሓተቱ እዩ።

ዘበነ ትምህርቲ ጀሚሩ ኣሎ፣ ተማሃሮ ግና ናብ መኣዲ ትምህርቶም ኣይተመለሱን ይብል ሪፖርት ድምጺ ኣመሪካ ካብ ኬንያ።

XS
SM
MD
LG