ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

240 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒሮም


240 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 240 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ሓቢሮም። እቶም ስደተኛታት ተጻዒኖምሉ ዝነበሩ ጀልባ ናይ ሞተር ጸገም ከምዘጋጠሞን እቶም ስደተኛታት ኣብ ማእከል ባሕሪ ተራሕሪሖም ከምዝተረኽቡ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG