ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

86 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም


ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲትራኒያን ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝወንና መርከብ ትማሊ ረቡዕ ካብ ገማግም ሊቢያ ኣብ ጭንቂ ንዝነበሩ 86 ስደተኛታት ምድሓና ገሊጹ።

80 ሚእታዊት እቶም ስደተኛታት አላይ-ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ምኳኖምን ገሊኦም ናይ ምቅፃል ሓደጋ ከምዘጋጠሞም'ውን እቲ ትካል ወሲኹ ሓቢሩ'ሎ።

ብመሰረት ፀብፃብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት(UNHCR) ኣብ 2023 81,254 ሰባት ካብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእኸላይ ምብራቕን ብምብጋስ ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ኣውሮጳ ምእታዎምን 1,208 ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይገልጽ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG