ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 330 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖምን ገሊጾም


ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 330 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖምን ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣስታት 330 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ብምድሓን ናብ ከተማ ትሪፖሊ ከምዝተወስዱ ተፈሊጡ። ኣብቲ መስርሕ ህይወት ኣድሕን ብውሑዱ 31 ሬሳታት ስደተኛታት ከምዝተረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG