No media source currently available
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣስታት 330 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ብምድሓን ናብ ከተማ ትሪፖሊ ከምዝተወስዱ ተፈሊጡ። ኣብቲ መስርሕ ህይወት ኣድሕን ብውሑዱ 31 ሬሳታት ስደተኛታት ከምዝተረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ይሕብር።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ