No media source currently available
46 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ምጥሓሎም፡ ካልኦት 16 ድማ ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ከምዘለው ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣፍሊጡ።