ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

46 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ምጥሓሎም ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ


46 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ምጥሓሎም፡ ካልኦት 16 ድማ ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ከምዘለው ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG