ሪፑብሊካውያንን ዲሞክራትን ፖሎቲከኛታት ፅባሕ ንዝካየድ ምርጫ ወፍሮም ኣሐይሎም’ለው፣ ነናቶም ትንበያ’ውን ይዛረቡ’ለው ። ፕረሲደንት ኦባማ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ኣገዳሲ ጎስጓስ ኣካይዶም። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዊልያም ኣይዲ ዝለኣኾ ጸብጻብ ምንያ ኣፈወርቂ ኣቕሪባቶ`ላ።
ተወሳኺ
-
03/02/2023
ሓደስቲ መንፈሳውያን ፊልምታት ንሓድሽ ርእየትን ተስፋን
-
03/02/2023
ቂሐ ፅልሚ-ማህሌተ ጉማየ