መቐለ —
ቤት ፍርዲ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ንትሕቲ ዕድመ ማህሌት ተኽላይ፣ ጨውዮም ቐቲሎም ንዝበሎም ክልተ ወልቀሰባት ብናይ ሞትን ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕን ክቕፅዑ ወሲኑ።
ማእኸላይ ቤትፍርዲ ዞባ መቐለ ሎሚ 2 ታሕሳስ 2024 ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ብቕትለት ማህሌት ተኸሲሶም ዝፀንሑ ብሞትን ብዕደመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፅዑ ፈሪዱ።
ቤት ፅሕፈት ዓቃቢ ሕጊ ከተማ መቐለ ብወገኑ እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ንከይቕፅል መምሃሪ እዩ ኢሉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ