ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንሓገዝ ዝመጽአ መግቢ ኣብ ክልል ትግራይ ይሽየጥ ምህላዉ ሓቢሩ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንሓገዝ ዝመጽአ መግቢ ኣብ ክልል ትግራይ ይሽየጥ ምህላዉ ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንሓገዝ ዝመጽአ መግቢ ኣብ ክልል ትግራይ ይሽየጥ ምህላዉ ሓቢሩ

ዳይሬክተር ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጨንፈር ኢትዮጵያ፡ ክላውድ ጂቢዳር፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት ስራሕ፡ ንሓገዝ ተባሂሉ ናብቲ ክልል ዝለኣኽ መግቢ ብብዝሒ ኣብ ዕዳጋታት ምርኣይ ከም ዘተሓሳሰቦም ገሊጾም።

ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብወገኖም፡ ንፈጸምቲ በደል ናብ ሕጊ ንምቕራብ ክሰርሑ ምዃኖም ብትዊተር ኣብ ዘስፈሩዎ ጽሑፍ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG