ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ


ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:53 0:00

ኣብ ሆስፒታል ዓዲግራት ትሰርሕ ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ፣ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ - ኣንስትዮ ብብዘበርከተቶ ሰናይ ተግባር ድጋፍ ኣብ እዋን ኲናት፣ ‘ግሎባል ኣፌይርስ ካናዳ’ ካብ ዝተባሃለ ትካል ፍሉይ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ። ሲስተር ካሕሳ ነቲ ሽልማት ሎሚ ሰሉስ ኣብ መቐለ ካብ ኢድ ሚንስትር ዓለምለኸ ልምዓት  ካናዳ ኣሕመድ ሑሴን ተቐቢላ። 

XS
SM
MD
LG