ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኣስሩ መሪሕነት 4 ውድባት ብዋሕስ ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኣስሩ መሪሕነት 4 ውድባት ብዋሕስ ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:36 0:00

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኣስሩ መሪሕነት 4 ውድባት ብዋሕስ ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ትማሊ ሓሙስ 7 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰልፊ ስዒቡ ዝተኣሰሩ ሽዱሽተ ኣባላት መሪሕነት ናይ ኣርባዕተ ውድባት ፖለቲካ ሎሚ ዓርቢ ኣብቲ ከተማ ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ መጋባእያ ቀሪቦም: ቤት ፍርዲ ድማ ብዋሕስ ክፍትሑ ወሲኑ።

እቲ ቤት ፍርዲ ክፍትሑ ውሳነ እንተሕለፈ እዚ ፀብፃብ ክሳብ ዝተዋደደሉ ሰዓት እቶም ሰባት ከምዘይተፍሑ ተፈሊጡ'ሎ።

ብተወሳኺ ካልኦት ዝተኣሰሩ ፖለቲከኛታት፥ ጋዜጠኛታትን ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዝነበሩን ናብ ቤት ፍርዲ ዘይምቕራቦምን ስድርኦም እውን ክረኽቡ ዘይምኽኣሎም ተሓቢሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG