መቐለ —
ብሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 7 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ መቐለ ተመዲቡ ዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ ብኣባላት ጸጥታ እቲ ክልል ተበቲኑ፡ ማእሰርቲ ኣተሓባበርቲን እቲ ሰልፊን መራሕቲ ውድባትን ኣስዒቡ ኣሎ።
ነቲ ሰልፊ ዝጸውዑ ውድባት፡ ኣብቲ ክልል ይወርድ ኣሎ ዝብሉዎ በበይኑ በደላትን ስእነት ብቑዕ ምምሕዳርን ክገልጹ እንከለዉ፡ ሓለፍቲ ክልል ግን ኪንዮ መባእታዊ መሰል ተሰለፍቲ፡ ካልእ ኣሰካፊ ተርእዮ ከም ዘሎ ብምሕባር ክስረዝ ከም ዝተገደዱ ይሕብሩ ኣለዉ።
ቅጥዒ