ኣብ ለንደንን ካልኦት ከተማታትን እንግሊዝ ኣብ ዝሓለፈ ነሓሰ ተራእዩ ዘይፈልጥ ህውከትን ዕግርግርን ከምዝተላዕለ ዝዝከር‘ዩ።እቲ ህውከት ንዳያስፖራ ኢትዮዽያውንን ኤርትራውያንን ዘሳተፈ ወይ ዝለከመ ድዩ? ናይ ሎሚ መዘራረቢ ኣርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኑ‘ሎ።
ተቀማጦ ለንደን ኣቶ ሙላት ሓረጎትን ኣቶ ኣማኑኤል እያሱን፣እቲ ህውከት ካብ ማሕበረ-ሰባዊ ቅልውላው ከምኡውን ካብ ነቲ ቅልውላው ተበሊፆም ንውልቃዊ ረብሐኦም ከውዕሉ ዝተመነዩ ሰባት ዘንቀልዎ‘ዩ ይብሉ።
ማሕበራዊ ሚድያታት፣ብሓደ ወገን እቲ ህውከት ኣብ ምጉህሃር ብካልእ ወገን ኣብ‘ቲ ህውከት ንዝተሳተፉ “ገበነኛታት“ ኣብ ምክትታልን ምቅላዕን ርኡይ ኣበርክቶ ነይሩዎ ባሃልቲ‘ዮም እቶም ኣጋይሽ።
መዘራረቢ ነጥቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ
ተወሳኺ
-
30/05/2023
ኢትዮጵያዊያን ጥንታዊያን ጽሑፋት ንምዕቃብ ይሰርሑ
-
30/05/2023
ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ
-
30/05/2023
VOA60 America - Elon Musk visits China