No media source currently available
ሊብያ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሑ 167 ናይጀርያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ። ምምላስ እቶም ስደተኛታት ብምትሕብባር ሕቡራት ሃገራት: ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታትን ሰበ ስልጣን ሊብያን ዝተኻየደ’ዩ።