ሓደ ናይ ፈረንሳ መጋዚን ዝለዓለ ኣታዊ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ዘርዚሩ'ሎ። ሊዮናል መሲ 74 ሚሊዮን ዩሮ ዓመታዊ ኣታዊ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ ዓመታዊ ኣታዊ ዘለዎ ተጻዋታይ ኮይኑ ኣሎ።
10 ዝለዓለ ኣታዊ ዘለዎም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም

5
ቲያጎ ሊቫ - ዓመታዊ ኣታዊ 23 ሚሊዮን ዩሮ

6
ኤንጅል ደ ማርያ- ዓመታዊ ኣታዊ 24 ሚሊዮን ዩሮ

7
ጋረዝ ባለ- ዓመታዊ ኣታዊ 24.5 ሚሊዮን ዩሮ

8
ቶማስ ሙለር - ዓመታዊ ኣታዊ 23.6 ሚሊዮን ዩሮ