ሓደ ናይ ፈረንሳ መጋዚን ዝለዓለ ኣታዊ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ዘርዚሩ'ሎ። ሊዮናል መሲ 74 ሚሊዮን ዩሮ ዓመታዊ ኣታዊ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ ዓመታዊ ኣታዊ ዘለዎ ተጻዋታይ ኮይኑ ኣሎ።
10 ዝለዓለ ኣታዊ ዘለዎም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም
9
ዋይን ሩኒ - ዓመታዊ ኣታዊ 22 ሚሊዮን ዩሮ
10
ኣንድረስ ኢነስታ - ዓመታዊ ኣታዊ 21.5 ሚሊዮን ዩሮ