ሓደ ናይ ፈረንሳ መጋዚን ዝለዓለ ኣታዊ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ዘርዚሩ'ሎ። ሊዮናል መሲ 74 ሚሊዮን ዩሮ ዓመታዊ ኣታዊ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ ዓመታዊ ኣታዊ ዘለዎ ተጻዋታይ ኮይኑ ኣሎ።
10 ዝለዓለ ኣታዊ ዘለዎም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም

1
ሊዮናል መሲ - ዓመታዊ ኣታዊ 74 ሚሊዮን ዩሮ

2
ክሪስትያኖ ሮናልዶ - ዓመታዊ ኣታዊ 67.4 ሚሊዮን ዩሮ

3
ነይመር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ ጁንየር - ዓመታዊ ኣታዊ 43.5 ሚሊዮን ዩሮ

4
ዛልታን ኢብራሂሙቪክ - ዓመታዊ ኣታዊ 28.5 ሚሊዮን ዩሮ