እዚ ስእሊ'ዞም ግዳያት አብ ሚላን-ኢጣልያ ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ሓኪም ዝተረክበ እዩ። እዞም ስደተኛታት አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ክንደይ ሽግር ተጻዊሮም ከምዝበጽሑ ንምርኣይ ይብል እቲ ዶክተር።አብዚ ጉዕዞ ደቂ አንስትዮ'ውን ግዳይ ጾታዊ አመጽ ይኾና'የን።
ጭካነ ነጋዶ ደቂ-ሰባት አብ ልዕሊ ስደተኛታት አፍሪቃ
ናብቲ ካልእ ክፋል ማእከላይ ባህሪ ዝበጽሑ ስደተኛታት ጭብጥታት ናይቲ ሓደገኛ ጉዕዞን አሰቃቂ አተሓሕዛ ነጋዶ ደቂ-ሰባት እዮም
![አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ](https://gdb.voanews.com/efcb935e-5187-415b-a46b-08a1e29eb5b6_w1024_q10_s.jpg)
1
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
![አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ገጹ ዝተቃጸለ ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ](https://gdb.voanews.com/2d275c00-40c8-4ec9-bfba-24530eca2dd5_cx10_cy18_cw88_w1024_q10_r1_s.jpg)
2
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ገጹ ዝተቃጸለ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
![አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ቀላጽሙ ዝተቃጸለ ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ](https://gdb.voanews.com/9415549f-cbc6-4f7b-a2d6-b154643dfdea_w1024_q10_s.jpg)
3
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ቀላጽሙ ዝተቃጸለ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
![አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ](https://gdb.voanews.com/52133ec5-acc3-4a35-9c4e-59ae5db7849e_cx0_cy27_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
4
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ