እዚ ስእሊ'ዞም ግዳያት አብ ሚላን-ኢጣልያ ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ሓኪም ዝተረክበ እዩ። እዞም ስደተኛታት አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ክንደይ ሽግር ተጻዊሮም ከምዝበጽሑ ንምርኣይ ይብል እቲ ዶክተር።አብዚ ጉዕዞ ደቂ አንስትዮ'ውን ግዳይ ጾታዊ አመጽ ይኾና'የን።
ጭካነ ነጋዶ ደቂ-ሰባት አብ ልዕሊ ስደተኛታት አፍሪቃ
ናብቲ ካልእ ክፋል ማእከላይ ባህሪ ዝበጽሑ ስደተኛታት ጭብጥታት ናይቲ ሓደገኛ ጉዕዞን አሰቃቂ አተሓሕዛ ነጋዶ ደቂ-ሰባት እዮም

5
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ

6
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ኣእዳው ዝተቃጸለ
ቪኦኤ ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ ማእከል ስደተኛታት ሚላን አብ ሕክምና ከሎ ዝተረኽበ

7
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ ብነጋዶ ደቂ-ሰባት ዝተቀጥቀጠ አብ አካላቱ በሰላ ዘለዎ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ
ስእሊ እቲ ግዳይ አብ ኢጣልያ -ሚላን ስደተኛታት ካብ ዝሕክም ኢጣልያዊ ዝተረኽበ'ዩ

8
አብ ጉዕዞ ሊብያ-አውሮጳ በአሰቃቂ አተሓሕዛ ነጋዶ ደቂ-ሰባት ሕማም ቆርበት ዘማዕበለ