ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰላምን ፀጥታን ኤርትራዝረጋገፅ፣ኩለመዳያዊ ማዕርነት ምስዝረጋገፅ`ዩ ይብል ኣቶ ቀርነሌዎስ ዕስማን

  • በትረ ስልጣን

ቆርነሌዎስ ኡስማን

ብሓይሊ ሰራዊትን ፖሊስን ዝመፅእ ርግኣት ዘተኣማምን ኣይኮነን'ውን ይብሉ ኣቶ ቆርለዎስ

ኣብ'ዚ እዋን ስርዓት ህግደፍ ባዕሉ ዝምስክሮ ይብሉ ኣቶ ቆርነለዎስ ኡስማን፣ሕቶ ማዕርነት ናብ ቅድሚት ይመፅእ ኣሎ።ሃይማኖታዊ፡ብሄራዊ፡ህዝባዊ፣ምምቅቃል ቁጠባ ኮታስ ኩሉ ዓይነት ማዕርነት፣ኣብ ኤርትራ ክረጋገፅ ኣለዎ።ኣብ ኤርትራ እዚ ማዕርነት'ዚ የለን'ውን ይብሉ።

ዓለም ናብ ግሎባላይዘሽን ኣብ ዝኣተወሉ እዋን፣በይነይ ክኸድ'የ፣ሓገዝ ኣይደልን ዝብል ዘረባ ንኤርትራን ንህዝባን ዝጎድእ'ምበር ዝረብሕ ኣይኮነን።እዚ ስርዓት'ዚ ካኣ ካብ'ዚ ሕማም'ዚ ዝላቐቅ ስለዘይኮነ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸስቦ ነገር የብሉን ኢሎም ናይ ሎሚ ጋሻና ኣቶ ቆርነሌዎስ ኦስማን ኣባል መሪሕነት`ቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኤርትራ ።

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG