ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጭፍጨፋ ኣብ ኬንያ

Students evacuated from Moi University during a terrorist seige react as they gather together in Garissa, Kenya, before being transported to their home regions, April 3, 2015.
Students evacuated from Moi University during a terrorist seige react as they gather together in Garissa, Kenya, before being transported to their home regions, April 3, 2015.

ኬንያ ኣብ ታሪኽ ሓደ ካብቲ ዝኸፍአ ሽብራዊ መጥቓዕቲ ትማሊ ኣጋጢሙዋ’ሎ።በቲ መጥቓዕቲ 147 ሰባት ተቐቲሎም ኣለው።ማሕበረሰብ ጋሪሳ ኣብ ብርቱዕ ሓዘን ይርከብ።

ካብቶም ዝተቐትሉ 147 ሰባት እቶም 143 ተምሃሮ እንትኾኑ ካብቶም ተምሃሮ እተን 67 ኣዋልድ ምዃነን እውን ተፈሊጡ’ሎ።

ሓደ ኣባል ፓርላማ ኬንያ ንቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ኣብዝሃብዎ ቃል ነቲ መጥቓዕቲ ዝፈፀሙ ካብ ማእኸል ዳዳብ መዕቖቢ ስደተኛታት ከምዝመፁ ሓቢሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG