No media source currently available
ካብ ወርሒ ግንቦት,2017 ዓ.ም ጀሚሩ ድማ ህይወት ተክሊትን ሓተቲ ዑቕባ ሃገረ እስራኤል ካልእ ብድሆ ገጢምዎ ኣሎ፡ ብመንግስቲ እታ ሃገር ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ቀረጽ ሰራሕተኛታት ካብ ደሞዞም 20 ሚእታዊት ተቆሪጹ ኣብ መንግስታዊ ባንክ ክውህለል ፡ እዞም ሓተቲ ዑቕባ ካብ እስራኤል ክወጹ ኣብ ዝደለይሉ እዋን ድማ ከምዝወሃቦም ዝገልጽ ሕጊ ጸዲቑ ተግባራዊ ኽከውን ጀሚሩ’ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ