ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እስራኤል ናይ መሬት መጥቃዕቲ ኣብ ቓዛ ፈጺማ


እስራኤል ናይ መሬት መጥቃዕቲ ኣብ ቓዛ ፈጺማ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

ወታሃደራት እስራኤል ናብ ሎሚ ሓሙስ 26 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ዘውግሐ ኣብ ቓዛ ንሓደ ስዓት ዝጸንሐ ናይ መሬት መጥቓዕቲ ፈፂሞም። እዚ ድማ እስራኤል ቅድሚ ናብ ቓዛ ንምእታው ትዳለወሉ ናይ ዘላ ሰፊሕ መጥቓዕቲ አካል እዩ ተባሂሉ ኣሎ። ወታሃደራትን ታንክታትን እስራኤል ኣብ ሰሜናዊ ቓዛ ንሓደ ስዓት ዝጸንሕ ናይ መሬት መጥቓዕቲ ከምዝፈፀመት ወታሃደራዊ ሓይሊ እታ ሃገር ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG