No media source currently available
እስራኤል ኣብ ቓዛ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ዳግም ኣብ ዝደፈአትሉ እዋን፡ ህዝቢ ካብ ደቡባዊ ከተማ ካሃን-ዮኑስ ክወጽእ ትጽውዕ ኣላ። እዚ መጸዋዕታ ዝቕርብ ዘሎ፡ ንሓደ ሰሙን ተበጺሑ ዝጸንሐ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ድሕሪ ምብቅዑ`ዩ።